top of page

Oslo

edit_white[386].png

ኣብዚ

ዝተፈላለዩ ኣገደስቲ ዝኮኑ ትሁዝቶታት ምስ ነርወይ ከላሉይካ ዝኩሉ ትረክበሉ  ቦታ አዩ

map_location[377].png

ካርታ

አዚ ከኣ ከመይ ገርካ ብዝሓጸረ መገድካ ትረክብ ዘረድእ እዩ

bus2_white[387].png

ናይ ህዝቢ መጎዓዝያ

አዚ ናይ ኩሉ ህዝቢ ክትከመሉ ዝከል መጎዓዝያ አዩ

annet_edited.png

 ዘይተጠቐሱ ትሑዝቶታት

coron 2.jpg

ምልላይ ኣሰይ

ምልላይ ኣሰይ

 ነኣካ ኣብ ኖርዋይ ሃዱሽ ንዝኮንካ

ናትና ናይ አሰይ ሃሳብ ( ኣብ ኣሰይ ኣፕልከሽን ብምታው) ኣብ ኖርዋይ ሃደሽቲ ንዝኮኑ ስደተጃታት ናይ መኣልታዊ ሂወቶም ንምቅላል እዩ። ኣብዚ ዉሽቲ ብዝረከብናዮ ሃበረታታት ብዙሃት ስደተጃታት ክጥቀምሉ ከም ዝደልዩን ሃሳብና እውን ኣገዳሲ ከም ዝኮነ ሃቢሮምና ። ንመጻኢ እውን ናይ ብዙህ ሰባት ሂወት ከም ዘቃልል ርግጸናንታት አና።

ny logo (1) kopi 1.png

ብዛዕባና

ዓሰይ ኡበ መን አዮም፧

ንህና ናይ መነሰያት ትካል ኮይና ናትና ራእይ ከኣ ኣፕ ምስ ጠቐምቲ ዝኮነ ትሑዝቶታት ብምድላው ብቅልል ዝበለ ንኹሎም ሃደሽቲ ስደተናታት ምህጋዝ እዩ.ዓሰይ ኡበ መን አዮም፧

ንህና ናይ መነሰያት ትካል ኮይና ናትና ራእይ ከኣ ኣፕ ምስ ጠቐምቲ ዝኮነ ትሑዝቶታት ብምድላው ብቅልል ዝበለ ንኹሎም ሃደሽቲ ስደተናታት ምህጋዝ እዩ። ዓገደስቲ ትሑዝቶታት እንብሎም አዞም ዝሰዕቡ አዮም፣ ቛንቛ ምቱርጋም፣ ጠቓሚ ሓበሬታታት ኣብ መዓልታዊ ክጥቀመሎም እትከል ወዘተ።

 ኣጠቓቕማ ኣፕልከሽን

ዝተፈላለዩ ቛንቛ ዝሓዘ

ኩሉ እተንብቦ ምእንቲ ክርድአካ

ኣገደስቲ ትሑዝቶታት

ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ምልላይ

ምቹእ ንተጠቃሚ

 ነዓካ ኢሉ ስለ ዝተሰርሐ

በዚ ርኸቡና

ንሕና ካባኩም ርኢቶ ንምስማዕ ድልዋት ኢና። ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ብምጥቃም ናይ ዚ ትካል ኣገልግሎት ምስ ዝህብ  ክትራከቡ ትኽእሉ ኢኩም

እመይል: post@asey.no

ቁጽሪ ተሌፎን: 412 58 777

  • instagram
  • facebook
bottom of page